ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት ጋዜጣዊ መገልጺ ንምሕባር ብዛዕባ ምእሳርቲ ኣቦ-ወንበር እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን
02/10/2011

ብወርሒ 8/6/2011 ዓ.ም ማለት (ብ 6 ሮምዳን 1432 ህጅርያ) ኣቦ-ወንበር እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን። ብሕጋዊ መገዲ ኩሉ ዘድሊ ቕጥዕታት ካብ እምባሲ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብያ ኣማልኡ። ንዕምራ ናብ መዕርፎ ነፈሪቲ ጅዳ ኣብ ዝኣትወሉ ብሓይልታት መንግስቲ ንግሰነት ሱዑዲ ዓረብያ ትወስዱ፣ክሳብ ሕጅ ዝተውሃበ ሓቤርታን የለን፣ ክስታትን'ዉን ኣይቀረቡን፣ ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ። ምስ ኩልሎም ዝምልከቶም ኣካልት መንግስትን ፍትዉትን ዝድሊ ጻዕሪን ተብግሶን ወስዱ። ሃላውቱን ክነታት ኣታኣሳስርኡን ንምፍላጥ። ካብቲ ዘይርድኡን ምስጥራዊን ኣትሓሕዛ (ማእሰሪቲ) መወዳእታ ተግሩሉ ኣብ ዝሓጸረ ጌዜ ንኽፍታሕ ጻዕርታቱ ኣብ ምዝያድ ይርከብ፣ 
ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት። በቲ ተታሕዝዎ ዘሎ መርገጺን ኣገባባትን ክቕጸል እዩ፣ ብስንኪ ኣብ ልዕሊ ፍሉጥን ሃገራዊን መራሒኡ ንዝተውስደ ስጉምቲ ድማ ኣጥብቁ ይኹንን፣ ምእስሩ ድማ ነቲ ኣብ ሃገርና ዝርከብ ድክታቶርያዊ ወልቐ-መላኺ ስርዓት ጥራይ እዩ ዝሻድን፣ ምኽንያቱ። እዚ ስርዓት ምጥፋእን ምቕሃምን ናይቶም ኣብነትውያንን ሃገራዊያንን መራሕቲ ስለዝሓልምን ዝምነን፣ ብፍላይ ድማ ኣብዚ ተቃወምቲ ኣብ ፖልትካዊን ኣብ ባይታኣዊን መድረኻት ልዑል ተምክሮን ምዕባሌን ኣብ ዝርእየሉ ወቕቲ፣ 
ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን። መራሒ እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ይኹም እምበር። ብሃገራዊነቱን። ፓሎትካዊ ብስለቱን ዝፍለጥ እዩ፣ ብተውሳኺ'ዉን ማእከላይ ኣይድይሎጅያዊ መርገጺ ዝሓዘ እዩ፣ በዚ ድማ በቶም ኣብ ዙርዩኡ ብዘርከቡ ኣብ ፖልትካዊን ማሕበራዊን ሂወቱ ተቕባልነትን ክብሪን ርኽቡ፣ ብተውሳኺ ብዘለዎ ምቕሉል ባህርያት። ምስቶም ተቃወምቲ ሓይላታት ኤርትራ' ተጽንበሩ ልዑል ተራ ንኸበርክት ሓግዚዎ እዩ፣ በዚ መሰረት። ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ። ንኹሎም ሃገራዊያን መራሕትን ።ፖሎትክዊ ሓይልታትን። ስቪካዊ ማሕበራትን። ኤርትራዊያን ጸሓፍትን። ፍተዉትን ኣሕዋትን ብማእሰርቲ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን። ንዘረኣይዎ ምድንጋጽን። ምትሕብባሪን ልዑል ልባዊ ምስጋንን። ኣኽብሮትን የቕሪብ፣ ስለዚ እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ። ኣብ መረገጽኡ ጸንዑ ብዝሰፍሔን ብዝሓየለን መልክዑ ኣብ ምፍታሕ ኣቦ-ወንበር እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ክሰርሕ እዩ፣ ብተውሳኺ ሰብ-ስልጣን ሱዑዲ ን ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን። ብዝቀልጠፈ ክፍትሕዎን፣ ንጥዕንኡን ኩነትት ኣካላቱን ኣእምሩኡን ድማ ክዕቕቡ ይጽዉዕ።። ኣብ መወዳእታ። ንኹሎም ማለት። ኤርትራዊ ድምክራሳዊ ኪዳን። ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን። ስቪካዊ ማሕበራት። ማዕከናት ሓቤሬታ። ወድባት ስብኣዊ መሰላት። ኩሎም ጉዱሳትን ፈትዉትን ኣብ ምፍታሕ ሽኽ ሓሰን መሓመድ ሱሌማን ። ከም ሓደ ካብ ላዕለዎት ኤርትራዊያን ሓለፍቲ መጠን። ልዑል ጻዕሪን ኣብርክቶን ምትሕብባረን ክገብሩ ንጽውዕ፣ 
ፍጻሚት ቤት ጽሕፈት 
እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ 
27/09/2011 ዓ.ም 29/10/1432 ህጅረያ።።

 
02/10/2011
Print this page.
http://www.al-massar.com