ደምዳሚ መግለጺ ሳልሳይ ስሩዕ አኼባ ቤት ምኽሪ እስላማዊ ጉባኤ ኤርት


ኣብዚ አገዳሲ ዞባውን አህጉራዊን ዘለናሉ ወቅትን ኩነታትን ኣብ ለካቲኣብዚ ኣብዚ አገዳሲ ዞባውን አህጉራዊን ዘለናሉ ወቅትን ኩነታትን ኣብ ለካቲት 4 2011 ሳልሳይ ስሩዕ አኼብኡ ቤት ምኽሪ እላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ድማ እቲ ኩነታት ኣዝዩ እንዳባኣሰ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ከምኡውን እቲ ስርዓት ዘውርዶ ዘሎ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ እንዳባኣሰ በዝኸፍኤ መለክዑ ይኸይድ አሎ፡፡ እብዚ ህሞት እዚ ድማ ተቃወምቲ ሓይልታት አገዳሲ ፖለቲካዊ ምንቅስቃስ ኣብ ዘካይድሉ ዘለው እዋን ምቅርራብ ናይ ሃገራዊ ጉባኤ ጠርናፊ ዝኾነ ንኹለን ሓይልታት ዘማእከለን ዝሳተፋሉ ንፖለቲካዊ መስርሕ ተቃውሞ ዝዓለመ ናብ ተግባር ዘመርሕን ሓፈሻዊ ስርሓት ተስፋ ዝተነበረሉ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንምምጻእ፡፡ ኣብዚ ኩነታትዚ ኪዳን ኣገደስቲ ዝኾኑ ምሽብሻባት ንስሩዕ ጉባኤ ንምኪያድ ድሕሪ ዕውት ጉዕዞታት ዝተራእየሉ ከምኡውን ገለ ዕንቅፋታት ዘገጠመሉ ኣብ መሰረታቱ ኣብ ውሽጣዊ ጸገማት ብዙሕ ግዜ ወሲዱ ከም ውጽኢት ናይዚ ድማ ህዝቢ ሰልፊ ኤርትራ ካብ ኪዳን ስሒቡ፡፡ ብኻልእ ሸነኽውን ኣብ ሱዳን ዘሎ ኩነታት ሱዳን ኣብ ክልተ ሃገራት ኣብ ትምቀለሉ ዘላ ኣብ ዞባና እዚ ፖለቲካውን ጸጥታውን ዘሕድሮ ጽልዋታት፡፡ እቲ ዝርኤ ዘሎ ህዝባዊ ሰውራታት ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ሓድሽ መስርሕ ፖለቲካውን ማሕበራውን ቁጠባውን ኣብ ዞባና ዘእቱው እዩ፡፡ ኣብዚ ተኣፋፊ ኩነት ቤት ምኽሪ እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ምክያዱኣብዚ ተ ቤት ምኽሪ እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ ምክያዱ : ኣብ ቅድሚኡ ኻኣ ብዙሓት ጉዳያት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ንምዝታዩ ዘቅረቦ ጸብጻባትን መጽናዕትን:: እቲ ቤት ምኽሪ ዝተፈላለየ ፍጸሜታት ብመንገዲ ፖለቲካውን ፋይናንሳውን ጸብጸብ ዝቀረበሉ ተዓዚቡ ነዚ ድማ ገምጋማት ጌይርሉ፡፡ ዓሚቅ ዘተ አካይዱ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ምስ ርክባት ኤርትራውያን ውድባት ከምኡውን ሓባራዊ ዘተታት ዘካይዶ ፈጻሚት መሪሕነት፡፡ በዚ መሰረት ብምግባር እቲ ቤት ምኽሪ ብዙሕ ውሳኔታትን ለበዋታትን መትከላታትን በቲ ዘካየዶ ዘተ ኣብ ኩሉ አጀንዳታት ኣኼባ አውጺኡ፡- 

• እቲ ቤት ምኽሪ ብዙሕ ግምታት ዘቅረቦ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ናይ ውሽጣዊ ፕሮግራማት፤ ከምኡውን እቲ ፕሮግራም ርክብ ምህናጽ ምስ ፖለቲካዊ ሓይልታን ንምሕያል ተራ ተቃወምቲ ዝዓለመን ብተወሳኺ ምህናጽ ርክባት ምስ መሐዙት ንጉዳይና ዘገልግል ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ንኽዓዝዝ ጻዕርታቱ ንዘተ ምግባር ተጀሚሩ ዝነበረ ዝተፈላለየ ተቃወምቲ ሐይልታት አረጋጊጹ ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ ሜድያዊ ዘመተ ኣንጻሩ ዝተኻየደ ካብ ፖለቲካዊ መርገጺኡ ንምዕጻፉ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ይኹንን፡፡ ብተወሳኺ ነጻ ናይ ምዝራብ መሰልን ልሙድ ነቀፌታን ዝኾነ ከም ዘኸብር የረጋግጽ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መንጎ ተቃወምቲ ኤርትራ ዘሎ ምስሕሓብ ቅሬትኡ እንዳገለጸ ንኹለን ተቃወምቲ ሸነኻት ንኽሰማምዓ ይዕድም፡፡ • እቲ ቤት ምኽሪ እንደገና ኣብ ትሕቲ ጠርናፊ ጽላል ኪዳን ምህላዉ የረጋግጽ፡፡ ዝጽበየና ዘሎ ብድሆታት ንምዕዋቱ ኣብ ሓደ መስመር ደው ከባሃል አለዎ፡፡ ስኒት ብዘይምህላው ኣብ መንጎ ኪዳን ውጽኢት ናይዚ ኻኣ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኪዳን ምስሓቡ ቅሬትኡ ይገልጽ፡፡ እዚ ድማ ዑምቀት ናይቲ ፖለቲካዊ ቅልውላው ዘጋጥሞ ዘሎ ተቃወምቲ ወገናት ንሱ ኻኣ ኣብ ሓፋሽ ህዝብና ስክፍታን ጭንቀትን የሕድር እዩ እቲ ህዝቢ ዝደልዮ ሓድነት ንተቃወምቲ ኣብ ሓደ ተጠርኒፎም ንጸላኢ ብምሉእ ዓቅሞም ክቃለሱ እዩ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ንመጻኢ ንሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ጻዕርታቱ ይውስኽ ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ እቲ ሓደገኛ ዘለናዮ እዋን (እቲ ስርዓት፣ ተቃውሞን ህዝብን) የገድደና ሃገራዊ ዘተ ንኽንገብር ቀዳምነት ክንህብን የረጋግጽ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ምድላዋት ንሃገራዊ ጉባኤ ብጽፈትን ብግልጽነትን ጽቡቅ ሃዋህው ምፍጣር ብትኽክል ተሳትፎነትን ጻውዒታትን ክኽካየድ ከምዘለዋ አጥቢቁ ይምሕጸን፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ፖሊሲ ናይቲ ኢቅሳኣዊ ስርዓት ፍሽለት ኣብ ምእማን ማዕርነት መሰላት ኣብ ሓደ ጎኒ ጥራሕ ምዕባለን ምህናጽ ናይዚ ውጽኢት ካኣ ፍሉይ ሕቶታት ከለዓዕል ናይ ግድን ምኾኑ የረጋግጽ ፡፡ ከምኡውን እቲ ቤት ምኽሪ ምሉእ መሰላት ፍሉይነት ናይ ፖለቲካዊ ብሄራትን ቁጠባዊ ባህላውን ቅቡል ሕቶ ምኾኑ የረጋግጽ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ናይቲ ስርዓት ዓመጻዊ ፖሊሲ ናይዚ ዞባና ቀንዲ ጠንቂ ቅልውላው ምኾኑ ይኹንን፡፡ መጻኢ ሃገርና አገደስቲ መሰረታዊ ቅድመ ኩነት ሂወታዊ ናብራን ክብረት ወደ ሰብን ምጥፍኡን ስክፍትኡን ሻቅለቱን ይገልጽ፡፡ ከምኡውን ቤት ምኽሪ ኩሉ ሓላፍነት ዓመጻት ነቲ ስርዓት የሰክሞ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ቀጻሊነት ናይ ስደተኛታት ካብ ሃገር ምስዳድ ብፍሉይ መልክዑ ተራእዩ ብዘይፈለጥ ናይ ስደት ጸገማት ንህላውን መጻእን ጽልዋታቱ ከይገድፍ ስክፍትኡ ይገልጽ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ጽኑዕ መትከሉ ምስ ህዝቢ ፈለስጢን ምኾኑ እንደገና የረጋግጽ ፡፡ ከምኡውን ነጻ ሀገሩ ምቋምን ዋና ከተማ አልቁድስ ሸሪፍ፡፡ ኩሎም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ፡፡ እቲ ንህዝቢ ፈለስጢን ንምጥማይ ዝግበር ብጽዮናውያን ድማ ንኹንን፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ህዝቢ ዒራቅ ዶው ምባሉ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ንምውጻእ ዝግበር ጻዕሪ እንደገና የረጋግጽ ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ንሶማሊያውያን አሕወት ንምህዳእን ዕርቅን ንኽጥርነፉን ስኒት ክገብሩን ጻዊዒቱ የቅርብ፡፡ 

• እቲ ቤት ምኽሪ ንህዝቢ ቱኒዚያ ኣብቲ ጀግንነታዊ ኢንቲፋዳ ኣንጻር ዲክታተራዊ ስርዓት ዘርኣዮ ደገፉን ዮሃንኡን ይገልጽ፡፡ ሓድሽ መድረኽ ንዲክታቶራዊያን ኣብ ናይ ጎሓፍ ታሪኽ ምእታው ከምኡውን ንሓርነትን ክብርን ፍትሕን ዝጽዕር ዘሎ ህዝቢ ምስሪ ተዳሙን ይገብር፡፡ 

• ምስ ሓው ሱዳን ኣብዚ ፍሉይ ኩነታት ትሓልፎ ዘላ ሰላም ንኽሰፍን ኣብ ሙሉእ ሱዳን ተስፉኡ ይገልጽ ፡፡ 

• ቤት ምኽሪ ንጎረቤት ሃገረ ኢትዮጵያ፣ ንኹሎም ኣብ ፍትሓውን ሕጋው ጉዳይ ህዝብና ሓገዞም ዘበርክቱ ምስጋንኡ የቅርብ፡፡ ወቢላሂ አተውፊይቅ ቤት ምኽሪ እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ .

5-2-2011

 
07/02/2011
Print this page.
http://www.al-massar.com