ጋዜጣዊ መግለጺ:ብምዝዛም ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪ

ጋዜጣዊ መግለጺ

ብምዝዛም ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪ

ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ብ24 ሚያዝያ 2013 ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጀመሮ ኣኼባ መመርሒታት ዙር፡ ሓፈሻዊ ባጀትን ውሽጣዊ ሕግታት ኤዲኪን ሰሪዑ፡ ከምኡ’ውን ሰነዳት ጠቕላላ ጉባኤ ኤዲኪ 2013 ናይ መወዳእታ መልክዑ ኣትሒዙ። ኣብ ልዕሊኡ’ውን ብፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ዝቐረበሉ ኣወዳድባን ሓላፍነትን ኣባላቱን መደባት ትልሚ ዕዮ ቀዳማይ ዙርን ዓሚቕ ክትዕ ብድሕሪ ምክያድ ኣጽዲቑ።

ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪ

30 ሚያዝያ 2013

 
01-05-2013
Print this page.
http://www.al-massar.com